ማዕርነት ኣብ ብዙሕነት (Equality in Diversity)

መእተዊ ቀንዲ መምዘኒ ምዕባለ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ፤ ኣብ ማዕርነትን ብዙሕነትን ናይ ሕዝብታት ብዘለዎም ርድኢትን ምሕድራኡን ዝተመርኰሰ ኡዩ። ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ኩሉሰብ ብዘይ ናይ ዓሌትን ሃይማኖትን ጾታን ኣካላዊ…