ዎ ብሊና!ሰላም ኣጃ እርግርዂማ ይዳን ብሊና፡ሰላም ኣጃ እርግርኹማ ይሻኒ ብሊና፡ወርካ ደባን ኣኽሮ መርሓባ ይለና፡ ናንሲ እወኩንካ/ እወኩንኪ ኩናንሲ እውለና፡ብላሽ ግን ኩት እንገት እና ይና እዲና፡ የዋ ብላሽ ግን ኩት እንገት እና ይና …
ዎ ብሊና!ሰላም ኣጃ እርግርዂማ ይዳን ብሊና፡ሰላም ኣጃ እርግርኹማ ይሻኒ ብሊና፡ወርካ ደባን ኣኽሮ መርሓባ ይለና፡ ናንሲ እወኩንካ/ እወኩንኪ ኩናንሲ እውለና፡ብላሽ ግን ኩት እንገት እና ይና እዲና፡ የዋ ብላሽ ግን ኩት እንገት እና ይና …
መእተዊ ቀንዲ መምዘኒ ምዕባለ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ፤ ኣብ ማዕርነትን ብዙሕነትን ናይ ሕዝብታት ብዘለዎም ርድኢትን ምሕድራኡን ዝተመርኰሰ ኡዩ። ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ኩሉሰብ ብዘይ ናይ ዓሌትን ሃይማኖትን ጾታን ኣካላዊ ብቅዓትን ምሁርን ዘይምሁርን ድኻን ሃብታምን ከይፈላለኻ ማዕረ ሰብኣዊ መሰል ከምዘለዎ ብመትከል ዘይኣምን ሕብረተሰብ ምዕቡል ወይ ከኣ ስልጡን ሕብረተሰብ ኢዩ ክትብሎ ኣጸጋሚ እዩ። ኣብ ዝቅጽል ገጻት ማዕርነት ኣብ ብዙሕነት (Equality in Diversity) ብዝብል ኣርእስቲ፤ ማዕረነት ኣብ ብዙሕነት እንታይ ማልት እዩ ? ከመይ ገርናኸ ክነማሓድሮ ይግባእ ብዝብል ሓሳብ ኣገደስቲ እንብሎም ኣሞ ኸኣ ክንፈልጦምን ክነኽብሮምን ዘሎና ነገራት ኣሕጽር ኣቢልና ክንርኢ ኢና።ብፍላይ ኣብ ደቂ ሰባት ብዙሕነት (Diversity) ዘስዕቡ ቀንዲ ነገራት እዞም ዝስዕቡ ኢያቶም። ጾታዊ ፍልልይ(ተባዕታይ ወይ ኣንስታይ)፤ ናይ ዕድመ …
Fifty years ago, Beskdira and Ona witnessed two of the worst massacres in Eritrea’s colonial history when unarmed civilians were brutally massacred by Ethiopian colonial troops. While Beskdira is a …
The name Blin refers to the language and ethnicity of a minority group in Eritrea, and shama, a Blin term, literally translates to ‘shelter’. Blina Shama UK, therefore, was formed …